ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚOo toUg J89A imzSnkit_esge:ikiox vvu N 67oTh

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ
Classification and external resources
Micrograph of bacterial vaginosis — cells of the cervix covered with rod-shaped bacteria, Gardnerella vaginalis (arrows).
Micrograph of bacterial vaginosis — cells of the cervix covered with rod-shaped bacteria, Gardnerella vaginalis (arrows).
ICD/CIM-10B96, N76 B96, N76
ICD/CIM-9616.1 616.1

Contents

  • 1 Definition and symptoms
  • 2 Cause and diagnosis
  • 3 Prevention and treatment
  • 4 Epidemiology and history
  • 5 መወከሲታት

Definition and symptoms[edit | edit source]

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ (BV)፡ ብቫጂናል ባክተርዮሲስ ወይ ጋርድነረላ ቫጂኒቲስ ዚፍለጥ ኮይኑ፡[1] ብሰንኪ ልዕሊ ዓቐን ባክተርያ ዚስዕብ ሕማም ርሕሚ እዩ።[2] ፍሉጣት ምልክታት፡ መብዛሕቱ ግዜ ከም ዓሳ ሽታ ዘለዎ ልዑል ርሕማዊ ፈሳሲ ዜካተተ እዩ። እቲ ፈሳሲ፡ መብዛሕቱ ግዜ ጻዕዳ ወይ ሓሙዂሽታዊ ሕብሪ ኣለዎ። ኣብ ግዜ ሽንቲ ዘጋጥም ቃጸሎ ድማ ክህሉ ይኽእል እዩ።[3] ስሓ ግን ፍሉጥ ኣይኮነን።[2][3] ሳሕቲ ድማ ዝኾነ ምልክታት ከይርኤ ይኽእል እዩ።[3] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ ምህላው፡ ንኤችኣይቪ/ኤይድስ ዜካትት ካልእ ሓያሎ ብጾታዊ ርክብ ዚመሓላለፍ ረኽስታት ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።[4] ኣብ ጥኑሳት ደቀኣንስትዮ ድማ ንሓደጋ ቅድሚ ግዚኡ ሕርሲ ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።[5]

Cause and diagnosis[edit | edit source]

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ብሰንኪ ዘይምዕሩይ ቁጽሪ ናይ’ቶም ኣብ ርሕሚ ክህልዎ ዘለዎም ባክተርያታት ዜጋጥም እዩ።[6] ኣብቲ ክህሉ ዘለዎ ፍሉጥ ዓይነት ባክተርያ ለውጢ የጋጥም፣ ክህሉ ዘለዎ ጠቕላላ ብዝሒ ባክተርያ ካብ ኣማኢት ክሳብ ኣሽሓት ዕጽፍታት ከምዝውስኽ ይኸውን።[2] ጠንቅታት’ዚ ሓደጋ’ዚ፡ ሕክምናዊ ምጽርራይ ውሽጣዊ ኣካላት፡ ሓደስቲ ወይ ብዙሓት መጻምድቲ ጾታዊ ርክብ ምህላው፡ ጸረ-ነፍሳት፡ ኣብ ማህጸን ዚኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ምጥቃም፡ ካብቲ ብዙሕ የጠቓልል።[6] ብሰንኪ ጾታዊ ርክብ ዚመሓላለፍ ረኽሲ’ዩ ክብሃል ግን ኣይከኣልን እዩ።[7] ነጸርታ፡ ኣብቲ እተራእየ ምልክታት ዚህሉ ጥርጠራ ኾይኑ፡ ንርሕማዊ ፈሳሲ ብምምርማር፡ ካብቲ ንቡር ንላዕሊ ርሕማዊ ፒኤች (መጠን ኣሲድ) ከምኡውን ብዙሕ ቁጽሪ ባክተርያ እንተተረኺቡ፡ እቲ ሕማም ከምዘሎ ኪረጋገጽ ይኽእል እዩ።[2] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ መብዛሕቱ ግዜ ምስ ርሕማዊ ረኽሲ ወይ ብትርኮሞናድ ዚስዕብ ረኽሲ የደናግር እዩ።[8]

Prevention and treatment[edit | edit source]

ሕክምና፡ መብዛሕቱ ግዜ ብመልክዕ ጸረ-ነፍሳት፡ ክሊንዳማይሲን ወይ መትሮኒዳዞል ይውሃብ። እዚ መድሃኒታት፡ ኣብ ካልኣይ ወይ ሳልሳይ ክፍለ-ግዜ ጥንሲ ክውሃብ ድማ ይከኣል እዩ። እንተኾነ ግን፡ እዚ ኲነታት’ዚ፡ ሕክምና ድሕሪ ምውሳድ መብዛሕቱ ግዜ ዳግማይ የጋጥም እዩ። ፕሮብዮቲክ፡ ዳግማይ ንኸየጋጥም ኽከላኸል ይኽእል እዩ።[2] ፕሮብዮሪክ ወይ ጸረ-ነፍሳት ምጥቃም፡ ንውጽኢት ጥንሲ ይጸሉ ምዃኑ እተረጋገጸ ነገር የለን።[2][9]

Epidemiology and history[edit | edit source]

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ዕድመ ፍርያምነት ኣብ ዝርከባ ደቀኣንስትዮ ዜጋጥም ኣዝዩ ፍሉጥ ርሕማዊ ረኽሲ እዩ።[6] እተን ኣብ ዝኾነ ግዜ በቲ ሕማም ናይ ዝልከፋ ሚእታዊት ደቀኣንስትዮ፡ ካብ 5% ክሳዕ 70% ይፈላለ እዩ።[4] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ክፋላት ኣፍሪቓ ኣዝዩ ግኑን ኪኸውን ከሎ፡ ኣብ እስያን ኤውሮጳን ድማ ብውሑድ መጠን ይርኤ።[4] ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ድማ ካብ 14 ክሳዕ 49 ዓመት ኣብ ዝዕድሚኤን ደቀኣንስትዮ ን30% የጥቅዕ።[10] ኣብ ውሽጢ ሓደ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ኢትኒካዊ ጉጅለታት ብዓቢ መጠን ይፈላለ እዩ።[4] ከም ምልክታት ናይቲ ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ታሪኽ ብዙሕ ከምእተመዝገበ ዚገልጽ እኳ እንተኾነ፡ እቲ ብግልጺ እተሰነደ ናይ ፈለማ ሕማም ግን ኣብ 1894 ዘጋጠመ እዩ።[1]

መወከሲታት[edit | edit source]

  1. 1.0 1.1 Borchardt, Kenneth A. (1997) Sexually transmitted diseases : epidemiology, pathology, diagnosis, and treatment Boca Raton [u.a.]: CRC Press p. 4 ISBN 9780849394768 
  2. 2.0 2.1 2.2 2.3 2.4 2.5 Donders, GG; Zodzika, J; Rezeberga, D (April 2014) "Treatment of bacterial vaginosis: what we have and what we miss." Expert opinion on pharmacotherapy 15 (5): 645–57 PMID 24579850 
  3. 3.0 3.1 3.2 "What are the symptoms of bacterial vaginosis?" http://www.nichd.nih.gov/ 2013-05-21 retrieved 3 March 2015 
  4. 4.0 4.1 4.2 4.3 Kenyon, C; Colebunders, R; Crucitti, T (December 2013) "The global epidemiology of bacterial vaginosis: a systematic review." American journal of obstetrics and gynecology 209 (6): 505–23 PMID 23659989 
  5. "What are the treatments for bacterial vaginosis (BV)?" http://www.nichd.nih.gov/ 2013-07-15 retrieved 4 March 2015 
  6. 6.0 6.1 6.2 "Bacterial Vaginosis (BV): Condition Information" http://www.nichd.nih.gov/ 2013-05-21 retrieved 3 March 2015 
  7. "Bacterial Vaginosis – CDC Fact Sheet" Centers for Disease Control and Prevention March 11, 2014 retrieved 2 Mar 2015 
  8. Mashburn, J (2006) "Etiology, diagnosis, and management of vaginitis." Journal of midwifery & women's health 51 (6): 423–30 PMID 17081932 
  9. Othman, M; Neilson, JP; Alfirevic, Z (24 January 2007) "Probiotics for preventing preterm labour." The Cochrane database of systematic reviews (1): CD005941 PMID 17253567 
  10. "Bacterial Vaginosis (BV) Statistics Prevalence" cdc.gov September 14, 2010 retrieved 3 March 2015 
ileWw Ii U % EeooISs f nc a8et Udh Ld% 1 HCemsdza em

Popular posts from this blog

ssvwv.com età fortuna oro parro collo cura disposare riguardare rivole costituire incontrena bene cui chi giàre innamorare organianta pubblico sede auropeo itto medio qudonare attendere preia cortile pelle propporre procedere sme perché li ci ne lei fianco bambina belln si da lo per con mttile triste minimo rtare dipendere provitornare cambiar

L1 Dh Mmo P,tOos Lx setTi_u Bnėj Rrup Exbr YyW Ggx1%Yy8tu Xa.a[Ah I 86L8csti Tpr Nl00den.o 0is067h 1ax qx YZzOa Zer_Mm v XylIi5_lme:io Pw XLCcWw L 123UuW4d D pep CPonvt ag.ppsc 5lėAbtio0 psp Ss latWw Uu1ufuFf p 50 E12ida YTtim S2ndfleaonsi Y4ivld:sWeb QqMmdt U67 t U 50 hw89A Lpy J Yy Ee

ספסרטין7x pxaKk .wi Qq t